እዋናዊ መግለፂ ኮ/መ/ጀ/ ትግራይ: ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣብ ዘፈራት ኢኮኖሚን ሃፍቲ ተፈጥሮ ከባቢ ኣየርን ጥራሕ ብሰንኪ ፅንተታዊ ኲናት ልዕሊ 130 ቢልዮን ዶላር ዕንወትን ኪሳራን ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ። November 7, 2025November 7, 2025 Zerihun Legesse