22 መፅናዕታት ጆኖሳይድ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዕላዊ ክግበሩ ፤ ክሳብ ሐዚ ዝተጀመረ ዳግመ ህንፅትን ሕውየትን የለን – ኮሚሽን መፅናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይ
Category: Events
”ኮሚሽን መፅናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይ ውፂኢት መፅናዕቲ ንዓለም ዕላው ክንገብር ኢና!” እዋንዊ መግለፂ እቲ ቢሮ እንሆ

TMH – ዕላውነት ፀብፃብ መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ኣመልኪቶም ኮምሽነር ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ የማነ ዘርኣይ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ
ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ዕንወትን ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝምልከት ኣብ ሽዱሽተ ዘርፍታት ዝጥርነፍ 22 ዝርዝር ፀብፃባት ዕላዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ነዚ ኣልኪቶም ኮሚሽነር ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣይተ የማነ ዘርኣይ ሎሚ 26 መስከረም 2018 ዓ/ም ኣብ Read More …
4ይ ዓመት ጨፍጫፍ ንፁሃን ተጋሩ ማይካድራ ስድራ ግዳያት እቲ ጨፍጫፍን ተመዛበልቲ ወገናትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ሽረ-እንዳስላሴ ዘኪሮሞም።

ኣብ ትግራይ መጠን ድኽነት ካብ 29% ናብ 91% ዓብዩ Lommi #LommiTv #LommiMultimedia #ሎሚቲቪ #ሎሚመልቲሚድያ #ሎሚ_መሰረት_ቡሩህ_ፅባሕና

ጀኖሳይድ ትግራይ መዕለቢ ከይረኸበ 4 ዓመታት ኣቑፂሩ ‘ – ኮሚሽን መጽናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ#ቴሌቪዥን_ትግራይ | 23 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም

DW International መድረኽ ኮሚሽን መፅናዕቲ ጆኖሳይድ ትግራይ