ጋዜጣዊ መግለፂ ዝኽሪ ግዳያት ጀኖሳይድ፣ ፃውዒት ፍትሕን ምክልኻልን ፅንተትን ኣብ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ዝኽሪ ግዳያት ጀኖሳይድ

co

ዓለም፣ ዓስራይ ዓመት ዝኽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለም “ዓለምለኻዊ መዓልቲ ዝኽርን ክብርን ግዳያት ጀኖሳይድ“ ኣብ ዘኽበረሉ ዘሎ እዋን፡ ማሕበረሰብ ዓለም ነቲ “ዘበት ከይድገም” ዝብል መብፅዓ ከኽብር ዘይምኽኣሉ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ክፍፀም ምርኣይ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ። ሎሚ ነዚ ሓቂ Read More …

ብሰንኪ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወት ኣጋጢሙ-ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ

ብሰንኪ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወት ኣጋጢሙ-ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ ኣብ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ትግራይ ልዕሊ 10 ቢልየን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ኣብ ዘፈር ማሕበራዊ ከምዝበፀሐ ኮሚሽን መፅናዕቲ ጄኖሳይድ ትግራይ ኣረጋጊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን የማነ ዘርኣይ ሎሚ ንመራኸቢ Read More …