War-Induced Genocidal Sexual and Gender-Based Violence in Tigray, Ethiopia Vol 1

gbv featured image 2 3

The Commission of Inquiry on Tigray Genocide (CITG) released a comprehensive report on sexual and gender-based violence (SGBV) across Tigray. The report has revealed alarming levels of violence committed against women and girls during the war that began in November Read More …

ዘተ ምስ ቤተሰብ ግዳያትን ኣመራርሓን ማርያም ደንገላት ኣብ ዕቀባን ጅምላ መቓብራት ግዳያት ጀኖሳይድ

ብኮሚሽነር ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ የማነ ዘርኣይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ዕለት 29 መስከረም 2018ዓ.ም. ኣብ ወረዳ ሱበሓ ሳዕስዕ፣ ጣብያ በለሶ፣ ቁሸት ማርያም ደንገላት ተረኺቡ ኣብ ዕቀባ ጅምላ መቓብራት ግዳያት ጀኖሳይድ ኣመልኪቱ ምስ ቤተሰብ ግዳያትን ኣመራርሓን ተዛትዩ። ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ Read More …

ኮ.መ.ጀ.ት መከራ ተመዛበልቲ ትግራይ፡ ፍሉይ መፅናዕታዊ ሪፖርት (The Plight of Internally Displaced Persons (IDPs) in Tigray: A Special Assessment Report) ብዝብል ርእሲ ዘዳለዎ ፍሉይ መፅናዕቲ ኣብ መቐለ ሆቴል ኣኽሱም ተሳሊጡ።

07 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ኮ.መ.ጀ.ት  ኮ.መ.ጀ.ት መከራ ተመዛበልቲ ትግራይ፡ ፍሉይ መፅናዕታዊ ሪፖርት (The Plight of Internally Displaced Persons (IDPs) in Tigray: A Special Assessment Report) ብዝብል ርእሲ ዘዳለዎ ፍሉይ መፅናዕቲ ዕላዊ ዝገብረሉ ዋዕላ፣ ፕሬዝዳንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ኣብ Read More …

በቢማእኸላት መፅናዕቲ ብዘለው ሕድሕድ ሴክተራት ዝተዳለው ሪፖርትታት ውፅኢት መፅናዕቲ ቐሪቡ

መቐለ፣ 13 መስከረም 2018ዓ.ም፣ ኮ.መ.ጀ.ት ኣብ ኮ.መ.ጀ.ት ካብ ዝርከቡ ሽዱሽተ ማእኸላት መፅናዕቲ ፣ ኣርባዕተ ማእኸላት (Social services and values, Natural Resources and Environment, Economy, and Infrastructure) ኣብ ውሽጢ እቶም ማእኸላት መፅናዕቲ ብዘለው ሕድሕድ ሴክተራት ዝተዳለውን ናብ መወዳእታ ብርኪ ዝበፅሑን ውፅኢታት Read More …