ትግራይ፡ ሓድሽ ፀብፃብ መርመራ ‘ምፅናት ዓሌት’ እንታይ ይብል?

17 ጥቅምቲ 2025 ኮሚሽን መፅናዕቲ ምፅናት ዓሌት ትግራይ፡ኣብቲ ክልል ንኽልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኲናት፡ ብኣሽሓት ዝቝፀራ ደቀንስትዮ፡ ፆታዊ ዓመፅን ጊላነትን ዝርከቦ ፆታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝበጽሐን ኣመልኪቱ። እቲ ብግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጣየሸ፡ ሰብኣውን ንዋታውን ዕንወታት ዝስንድ ኮሚሽን፡ ኣብ ዘውፀኦ ሓድሽ ፀብፃብ፡ Read More …