TMH – ዕላውነት ፀብፃብ መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ኣመልኪቶም ኮምሽነር ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ የማነ ዘርኣይ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ

ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ዕንወትን ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝምልከት ኣብ ሽዱሽተ ዘርፍታት ዝጥርነፍ 22 ዝርዝር ፀብፃባት ዕላዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ‎ ‎ነዚ ኣልኪቶም ኮሚሽነር ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣይተ የማነ ዘርኣይ ሎሚ 26 መስከረም 2018 ዓ/ም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፣ ዓለም ለኸ መዕቀንታት መሰረት ብምግባር ኣብ ዘፈራት ማሕበራዊ፣መሰረተ ልምዓት፣ ተፈጥሮ ሃፍቲ፣ አፍራይ ኢኮኖሚ ፣ፆታዊ መጥቃዕትን መንግስታዊ ትካላትን ዝተኻየደ ስድራ መሰረት ዝገበረ ውፅኢት መፅናዕቲ ንህዝቢ ዓለም ዕላዊ ክግበር እዩ ኢሎም። TMH – ዕላውነት ፀብፃብ መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ኣመልኪቶም ኮምሽነር ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ የማነ ዘርኣይ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *